Cumpara de la libris.ro

ሓንሳእ ድሒንካ፡ ኩሉ ሳዕ ድሒንካ፧ - ONCE SAVED, ALWAY - &#4 ፓውሶን Pawson - 4 4947481346624757 Pawson


ሓንሳእ ድሒንካ፡ ኩሉ ሳዕ ድሒንካ፧ - ONCE SAVED, ALWAY - &#4 ፓውሶን Pawson
92.52 Lei

Disponibil

(15-07-2024)
Cumpara de la libris.ro

Produs vandut de libris.ro

(0)

Review(s)

Verifica toate preturile pentru acest produs : click aici


Distribuie pe :


Descriere :

Cumpara ሓንሳእ ድሒንካ፡ ኩሉ 4 4947481346624757 pawson de calitate.
Pe yeo poti sa gasesti cel mai bun pret pentru ሓንሳእ ድሒንካ፡ ኩሉ 4 4947481346624757 pawson

ርዳኢት ናይ ዝበዝሑ ወንጌላውያን፡ ሓደ ሰብ ሓንሳእ ንክርስቶስ ከም መድሓኒ ምስ ተቐበሎ፡ ምድሓኑ ዉሑስ እዩ፡ ዝብል እዩ። እዚ ርድኢት ቃል ኣምላኻዊ ድዩ? ሓንሳእ ምስ ደሓንኩ ኩሉ ሳዕ ድሒነ እየ ኢልካ ምሕሳብ ቅኑዕ ድዩ? ዴቪድ ፓውሶን፡ ኣብዛ መጽሓፉ፡ ነዚ ሕቶ፡ ን ቃል ኣምላኽ፡ ትምህርታት ናይ ከም በዓል ኣውጉስቲን፡ ማርቲን ሉተር፡ ወስሊ ዝኣመሰሉ ኣብ ታሪኽ ቤተክርስትያን ብዙሕ ጽልዋ ዘለዎም መምሃራን፡ ከምኡ ውን ወንጌላውያን ርድኢታት ብዛዕባ ጸጋን ጽድቅን፡ መለኮታዊ ልኡላውነት ኣምላኽን ሓላፍነት ናይ ሰብን ብዕምቆት ብምጽናዕ ይምርምር። ኣብቲ ግደ ርስቲ ቅዱሳን ወራሲ ንምዃን፡ ድሕሪ ዳግም ምውላድ፡ ካልእ ዘድሊ ነገር ኣሎ ድዩ፧ ኢሉ ድማ ይሓትት። እዛ መጽሓፍ፡ እቲ \'ሓንሳእ ድሒንካ፡ ኩሉ ሳዕ ድሒንካ\' ዝብል ርድኢት፡ ቃል ኣምላኽ ዝህቦ ውሕስነት ድዩ፡ ወይስ ናይ ሰብ ግጉይ ኣተሓሳስባ ዘንቀሎ ውሕስነት እዩ፡ ንምውሳን ትሕግዝ መጽሓፍ እያ። መልሲ ናይዚ ሕቶ፡ ኣብ ቅዲ ናብራና ከም ክርስትያናትን፡ ንኻልኦት ከመይ ጌርና ደቀ መዛሙርቲ ክርስቶስ ንገብርን፡ መሰረታዊ ጽልዋ ኣለዎ።. ርዳኢት ናይ ዝበዝሑ ወንጌላውያን፡ ሓደ ሰብ ሓንሳእ ንክርስቶስ ከም መድሓኒ ምስ ተቐበሎ፡ ምድሓኑ ዉሑስ እዩ፡ ዝብል እዩ። እዚ ርድኢት ቃል ኣምላኻዊ ድዩ? ሓንሳእ ምስ ደሓንኩ ኩሉ ሳዕ ድሒነ እየ ኢልካ ምሕሳብ ቅኑዕ ድዩ? ዴቪድ ፓውሶን፡ ኣብዛ መጽሓፉ፡ ነዚ ሕቶ፡ ን ቃል ኣምላኽ፡ ትምህርታት ናይ ከም በዓል ኣውጉስቲን፡ ማርቲን ሉተር፡ ወስሊ ዝኣመሰሉ ኣብ ታሪኽ ቤተክርስትያን ብዙሕ ጽልዋ ዘለዎም መምሃራን፡ ከምኡ ውን ወንጌላውያን ርድኢታት ብዛዕባ ጸጋን ጽድቅን፡ መለኮታዊ ልኡላውነት ኣምላኽን ሓላፍነት ናይ ሰብን ብዕምቆት ብምጽናዕ ይምርምር። ኣብቲ ግደ ርስቲ ቅዱሳን ወራሲ ንምዃን፡ ድሕሪ ዳግም ምውላድ፡ ካልእ ዘድሊ ነገር ኣሎ ድዩ፧ ኢሉ ድማ ይሓትት። እዛ መጽሓፍ፡ እቲ \'ሓንሳእ ድሒንካ፡ ኩሉ ሳዕ ድሒንካ\' ዝብል ርድኢት፡ ቃል ኣምላኽ ዝህቦ ውሕስነት ድዩ፡ ወይስ ናይ ሰብ ግጉይ ኣተሓሳስባ ዘንቀሎ ውሕስነት እዩ፡ ንምውሳን ትሕግዝ መጽሓፍ እያ። መልሲ ናይዚ ሕቶ፡ ኣብ ቅዲ ናብራና ከም ክርስትያናትን፡ ንኻልኦት ከመይ ጌርና ደቀ መዛሙርቲ ክርስቶስ ንገብርን፡ መሰረታዊ ጽልዋ ኣለዎ።


Uneori, aceste descrieri pot contine inadvertente. De asemenea, imaginea este informativa si poate contine accesorii neincluse in pachetele standard.
logo

  • Produsele tale vor fi disponibile pentru toti clientii nostri, in fiecare zi, pe yeo.ro
  • Vor fi promovate pe retele de socializare si bloguri
  • De asemenea, vom crea continut video pentru 20 de produse